ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኪራይ ገዛ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 02:31 ጥዋት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ክትሳተፉ እትደለዩ ትካላት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 21/9/2016 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምከፋል ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዩቲክ ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 22 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ከምትክእሉ ነተሓሳሰብ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0922806301                 

መመለስ
የጨረታ ምድብ