ዕለት 19/09/2016ዓ/ም
ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/26/16 ዓ/ም
ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ንምሕታም ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ንምሕታም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት '
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡
✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/09/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/09/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላዋጋ | ጠቕላላዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ንመፅሄት ዝኸውን ሽፋን | A4 ብኸልቲኡ ዝዕ ዝሕትም ከለር ወረቀት | 230 |
መተሓሳሰቢ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።
መመለስ