ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ መኪና ጎማን እስፔር ፓርትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ናይ ግልፂ ጨረታ መፀዋዕታ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ መኪና ጎማን እስፔር ፓርትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ዘድሊ ናይ ዝተሓደሰሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉን ክኾኑ ኣለዎም፡፡

2. ተጫረቲ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ናይ ቫት ዊዝሆልድ መረዳእታ ናይ ፣ ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ መጋቢት ወርሓዊ ድክለራሽየን ኣሐዲሶም ዝንበብን ግልፂ ዝኾነን ንሕድሕድ መረዳእታ ሓደ ሓደ ገፅ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ መጠን መኸበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ኣሎ፡፡

4. ተጫረቲ መጨረቲ ሰነዶም ብ100 ብር ብምኽፋል ካብ 19/09/2016-28/09/2016 ዓ/ም ካብ ቤት ዕዮና ዕደጋ ክፍሊ ምውሳድ ይኸእሉ እዮም፡፡

5. ተጫረቲ ኣብ ዘሸነፍዎ ንብረት ውዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ ኣለዎም፡፡

6. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብዝተቐመጠ ዝርዝር ወይ ድማ በዝሒ ካብ ሕድ ሕድ ዓይነት ብ20% ምውሳኸ ወይ ምቕናስ ዝኸእል ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

7. ተጫረቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ዝቁፀር 19/09/2016-28/09/2016 - ዓ/ም 10 ማዕልቲ ምኻኑን ዝዕፀወሉ ድማ ዕለት 29/09/2016 ንግሆ ሰዓት 4፡00 ኾይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ ዕለት 29/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኩሎም ተጫረቲ /ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ምኻኑን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ድማ ካብ ጨረታ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ዝቑፀር 30 መዓልቲ ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

8. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ዕዮ ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9. ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ መንገዲ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ፡- በስልክ ቁጥር 0344-40-24 20/0344-41-12-01

መመለስ
የጨረታ ምድብ