ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 03:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ

አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል

ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 18/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/2016 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00

ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ግንቦት 28/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ

ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028

መተሐሳሰቢ

• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

• ዝሰዓረ ድርጅት ቅድም ክብል ኣብዝተፈላለየ ጊዜ ዘሕተሞ መፅሔት ሳምፕል ከቅርብ ይግባእ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ