- ደረጃ 7ን ለዕሊኡን ብስራሕቲ ማይ ዝኮንኩም
- Â ቁፅሪ መለለዩ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም
- Â ናይ መቅረባየነትን ፍቃድ ሞያን ዘለዎም ኮይኖምÂ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክዝሉ
- Â ተመዝገብቲ ተወሳኪ Â እሴት ታክስÂ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለካቲት ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- Â ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 22 መጋቢት 2008 ዓም Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምክፋልÂ ምዉሳድ ይክእሉ ።
- Â መክበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺÂ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
- ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብኑፁር ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ
- ጨረታ 12 ሚያዝያ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- Â ተጫረቲÂ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- Â እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
- ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
- እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይንም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0914190333 ወይድማ 0966929922 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ
መመለስ