ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 09:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • Print
  • Pdf

ናይ ዝሽወጥ ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ክትወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ/ቁዝርዝር ንብረትመግለፂመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ጠሊተባዕታይቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 30/08/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 9/09/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 9/09/2016ዓ.ም ድማ 9፡00ይኽፈት

2. ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

3. ናይ ትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 2000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ

5. ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

6. ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር።

7. ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል

8. ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ