ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:25000.00
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:80.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 06:00 ከሰአት
  • ስራሕቲ ማይ/
  • Print
  • Pdf

ሎትሓደ ካናል ኮንስትራክሽን ምስ ክሮሲንግ

ሎተ ክልተ ካናል ኮንስትራክሽን

ሎት ሰለስተ ቼክ ዳም ዳይቨርሺን ምስ ካናል ኮንስትራክሽን

ኣብዚ ከትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዘለኩም ረቀሕታት ዝስዕብ ይከዉን ናይ

  1. 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለ
  2. ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ Â ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን
  3. ናይ ወርሒጥሪ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ
  6. ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕበን ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ
  7. ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 80 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ቁፅሪ 20 ክትወስዱ ትክእሉ
  8. ነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ ሽም አድራሻ ፊርማ ማሕተም ክዓርፎ አለዎ
  9. መክበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ካናል ምስ ክሮሲንግ 25,000 ቅርሺ ስራሕ ኮንስትራክሽን 25,000 ቅርሺ ቼክዳም ዳይቨርሺን ካናል 25,000 ቅርሺ Â ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  10. ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሎም ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን
  11. ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣሰር ከሉ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ተቀባልነት ብዘለዎም ካብ ዝተፈለጡ ትካል መድሕን ዝቀረበ ኮይኑ 20% ኣብ ኩነታት ዉሕስና ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና እንተኮይኑ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ 10% ከትሕዝ ዝክእል
  12. ጨረታ 30 መጋቢት 2008 ዓም ዝዕፀወሉ ሰዓት 4 ፡00 ዝክፈተሉ ድማ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይከዉን
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምአድላይነቱ ዝስራሕ ፕሮጀክት ወይ አቁሑት በቲ ናይ ኮንስትራክሽን መምርሒ ክሳብ 25 % ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል
  14. እቲ ሰነድ እንትምላእ ዝርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ
  15. ስራሕቲ ማይ ኮንስተራክሸን ዝሳተፉ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ክህልዎም ይግባእ
  16. እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  17. ሰነድ ጨረታ ዋናን 2 ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ
  18. ናይ ስራሕቲ ቀረብን መጋዕዝያን ዝምልከት ድማ ብንፁር ዝተቀመጠ ስለዝኮነ ኣብቲ ሰነድ ይርኣዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344320094

መመለስ
የጨረታ ምድብ