ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ Â ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር Â ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

1 ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ

2 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ድማ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ን ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለንÂ ይከዉን

3 ተጫራታይÂ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ቢሮ ቁፅሪÂ 71 ፣ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለን ምዉሳድ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺÂ ብጥረ ገንዘብÂ ወይንከዓÂ ብባንኪÂ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምቅራብ ትክእሉ

5 ተጫራታይÂ ሰነድ ጨረታ ዝዕድግሉ እዚ ምልክታÂ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20 መጋቢት 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 4 ሚያዝያ Â 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ዉሽጢ ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅÂ ጨረታÂ ምእታዉ ትክእሉ

6 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ሰነድÂ አተዓሻሽጉኡ ሓደ ዓይነት ኮይኑÂ እቲ ዋናን ቅዳሕን ክቀርብ አለዎ

7 እዚ ጨረታÂ 4 ሚያዝያÂ 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 4 ሚያዝያ Â 2008 ዓ.ምÂ ሰዓት 4:30Â ናይ ቀትሪÂ ተጫራታይÂ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።እቲ ጨረታÂ ተጫራታይ ብዘየምርካቡÂ ካብ ምክፋት ጠጠዉ ኣይብልን

8 ርክክብ ንብረት ዝፍፀመሉ ቦታ ድማ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራÂ ይከዉን

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344481961 ወይንድማ 0914151534 Â /0914 741334ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s