ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ናይ መኪና ጎማታትን ተዛመድቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ 2015/ 2016 በጃት ዓመት ዘሐደሰ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተመዝገበ ክወዳደር ይክእል

3 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጃጋ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ትልሚ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈሉ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ድክላሬሽን ዘቅርብን

5 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተመዝገበ ንምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ተዛመድትን 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ : ናይ መኪና ጎማን ተዛመድትን 6000 / ሽድሽተ ሽሕ ቅርሺ / ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ወይ እዉን ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል

7 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዝሐዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከቅርብ ዝክእል

8 ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ናይ መኪና ጎማን ሰነድ ጨረታ ካብ 18/8/2016 ዓም ክሳብ 2/9/2016 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣታዊ ኮይኑ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ 2/9/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀተሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እቲ ጨረታ ይክፈት

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 30 መዓልቲታት ዘይበልፅ ይከዉን

10 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ብፍላይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ንሐደ ዓመት ዉሕስና ክህብ ዝክእል ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ እቲ ቤት ፅሕፈት በዘቅረቦ መዓቀኒ መሰረተ ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914774578 / 0914744671

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s