ቤት ፅሕፈት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን ፣ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ን 2 ግዜ ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን ፣ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ

1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ

2. ቫት ተመዝግብትን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊ ክቕርብ ዝክእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2 ኮፒ ዋናን ቅዳሕን

3. ንናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር300.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ቡንቧ መገጣጠሚ ኣቕሑት ብር 10,000.00 ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4. ንናይ ሞዴል 79 ቴዮታ መኪና እስፔር ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 300ብር ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ 10,000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ /ብCPO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5. ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/8/2016ዓ/ም ክሳብ 2/9/2016ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ስዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይክኣል "

6. ጨረታ ሰነድ ናይ ማይ መገጣጠመን መሳርሕታትን ዝዕሽገሉ ዕለት 2/9/2016ዓ/ም ስዓት 03:30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4:00 ተወደደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትከውን እንተዘይተረኪቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ሕልው ይከውን።

7. ጨረታ ሰነድ ናይ መኪና እስፔር መሳርሕን ዝዕሸገሉ ዕለት 2/9/2016ዓ/ም ስዓት 09:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 9:30 ተወዳድርቲ ወይ ሕጋዊ ብዘለውሉ እንትከውን እንተዘይተኪቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ሕልው ይከውን፡፡

8. ኣብ ጨረታ ሰነድ ቫት ተመዝገብቲ ኢልና ስለዘዉፃእና ሻት ያስጨምራል ዝብል ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸዉን

9. ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቐመጠ ግዜ ስዓራይ ናይ ዘሸንፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእልን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ክምፅእ ዝክእል።

10. ኩሎም ዓይነት ንብረታት 20% ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምውሳኽ ወይ ምቕናስ መሰልና ሕሉው ኮይኑ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕለው ይኸውን።

ተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ. 09 64 53 43 36 ወይ 09 14 78 34 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8592)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s