ቑፅሪ /ቁጥር/: ዕድ/ፋይ/627/16
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ስፔር ፓርት/መላዋወጢ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 10/08/2016ዓ/ም ክሳብ 14/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡
ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ና ሓደ ዋጋ ብር | ጠ/ዋጋ ብር | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ዴስክቶፕ ዴል 790 | ፓዎር ሳፕላይ ኦርጂናል | ቁፅሪ | 02 | ||||
2 | ሌኖቮ ላፕ ቶፕ | ሃርድ ዲስክ 1 ቴራቫይት ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
3 | ዴክ ቶፕ ድል | ሲሞስ ባትሪ ኦርጂናል | ቁፅሪ | 04 | ||||
4 | ፕሪነተር HP laser Jet2055 | ፎረማተር ቦርድ ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
5 | ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ | 1 ቴራቫይት ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
6 | ባትሪ ናይላፕ ቶፕ ዝ/ዩ ዓይነት | ብሳምፕል መሰረት ኦርጂናል | ቁፅሪ | 06 |
✓ ናይ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፣
✓ ቲን ቁፅሪ (T|N No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፣
✓ ብመቕረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣
✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ።
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/08/2016 ዓ.ም ድ/ሰዓት 8፡00
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/08/2016 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 8:30
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤
ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት /ሓበራዊ ህንፃ ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።
መመለስ