ምስ.ፕሮ/ቑፅሪ 06/07/2016
ዕስት:9/8/2016 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
አካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን
● ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት
● ናይፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት፣
ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድገት ከፍፅም ይደሊ፡በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማስኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡
መምርሒ ተጫረቲ
ስስዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ አትደልዩ ተጫረቲ ከተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ፣ቲን-ናምበር ፣ መቅራባይነትን ዘስኩም መረዳእታ ፎቶ-ኮፒ ከተቕርቡ ትኽእሱ
2. ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግስፂ (specification) መሰረት ናይ ዋጋ መገስፂኹም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕስት 9-11/8/2016ዓ/ም 2ይፎቕ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 209 ክሳብ ስዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ኣካዲሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ ኣታዊ ክትገብሩ ትኽአስ።
3. ተጫረቲ አትወዳደርዎም ናይ መቅረቢ ዋጋኹም ክትገልፅዎም ዝግባእ ኮይኑ እዚኦም ከይገስፀ ዋጋ
ጥራሕ ንዝመልስ ግን በቲ ኣብ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተገስፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት አትገደዱ ምዃኑ ተፈሊጡ ዋገኡ ክመፅእ ይግባእ፣
4. አቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 11/8/2016ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡15 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡30 ኣብ ኣካዳሚና 2ይፎቕ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቑፅሪ 209 ይኽፈት
5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ዝስዓሮ ንብረት ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈስጠሱ ዕስት ጀሚሩ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ኣስዎም
6. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲ ትካላትን ኣካዳሚናን ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
ኣድራሻ፣ ከተማ መቐስ ቀበሌ 15ጎኒ ኮሚሽን ፖሊስ ወይ ድማ ጎኒ ቢሮ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ
ብተስምዶ መርከብ ዝበሃል ህንፃ ንርከብ ንተወሳኺ ሓበረታ ቁፅሪ 0914169568/0939653582 ደዊስካ ምሕታት ይካኣል እዩ፡፡
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ሩይናንስን
ቅጥዒ መምስ ዋጋ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መገስፂ | መስክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኮምፒተር ቐስም | 80 A ኦርጅነናስ | ብቁፅሪ | 10 | ||
2 | ኮምፒተር ቐስም | 26 A ኦርጅነናስ | ብቁፅሪ | 3 | ||
3 | ኮምፒተር ቐስም | 49 A ኦርጅነናስ | ብቁፅሪ | 3 | ||
4 | ሰመያዊ እስክርቢቶ 50 ዝሕዝ | ኦርጅናል ሕጥጥ ኢሱ ዝወርድ | ባኬት | 10 | ||
5 | ቐይሕ አስክርቢቶ 50 ዝሕዝ | ኦርጅናል ሕጥጥ ኢሱ ዝወርድ | ባኬት | 3 | ||
6 | ፀሲም እስክርቢቶ 50 ዝሕዝ | ኦርጅናል ሕፕፕ ኢሱ ዝወርድ | ባኬት | 3 | ||
7 | ፀሊም ዲቫይደር | በዓስ 8 ነዃስ ኦርጅናሰ | ብቁፅሪ | 12 | ||
8 | ማአኸሳዴ ፓንቸር | ደረጅኡ ዝሓስበ ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 5 |
ሽም መቕረባይ __________
ማህተም __________
ፌርማ __________
ዕስት __________
ስ/ቁፅሪ __________
ኣካዳሚ ኣሠራርሓ መሰስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን
ቅጥዒ መምልኢ ዋጋ
ተ.ቁ | ናይ ኣቕሑት ዝርዝር | መግለፂ | መለክዒ | በዘሐ | ናይ ሓደ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ሳሙና ፈሳሲ እናት | በዓል 1 ሊርትር | ቁፅሪ | 20 | |
2 | ኣልኮል 75 ፐርሰንት | 1ይ ደረጃ በዓል 1 ሊትር | ቁፅሪ | 10 | |
3 | ዲቶል ናይ ሽንት ቤት | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 30 | |
4 | ቪም መሕፀቢ ሽንት ቤት | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 30 | |
5 | ፍሊት 300 ሚግ | ሮች ኪለር ወይ ተመሳሳሊ | ቁፅሪ | 10 | |
6 | በረኪና | እናት በዓል 1 ሊርትር | ቁፅሪ | 20 | |
7 | ናይ ኢድ ጓንቲ | 1ይ ደረጃ ዓብዪ ፕላስቲክ | ፅምዲ | 15 | |
8 | ክርቢት | 10 ዝሕዝ ፓኬት | ፓኬት | 1 | |
9 | መሰተዋት መሕፀቢ | ስፕረይ 1ይ ደረጃ | ዋፅሪ | 20 | |
10 | መሕፈሲ ጉሓፍ | ማእኸላይ | ቁፅሪ | 10 | |
11 | ሳሙና ናይ ኢድ | ማእከላይ | ቁፅሪ | 10 | |
12 | ዲሻ ሳሙና | ዓብዪ | ቁፅሪ | 10 | |
13 | ናይ ኢድ ሳሙና ላይፍ ቦይ | ንእሽተይ | ቁፅሪ | 15 |
ሽም መቕረባይ __________
ማህተም __________
ፌርማ __________
ዕስት __________
ስ/ቁፅሪ __________
መመለስ