ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ መኪና ጎማታት ከምኡ ውን ባትርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዕለት 07/08/2016

አ/ኢ/ባ/ሰ/ሪ/ ጨ/ማ/ቁ/ 01/2016

ግልፅ ጨረታ ማስታወቂያ

ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ መኪና ጎማታት ከምኡ ውን ባትርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ነቶም ዝተፈላለየ ዓይነትን በዝሒ ዘለዎም ዘገልገሉ ጎማታትን ዘገልገሉ ባትርታትን ምግዛእ እትደልዩ ኣብ ዓዲ ሓውሲ አብ ዝርከብ መክዝን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ቅድሚ ሰዓት ካብ ሰዓት 3:30-5:00 ከምኡ ውን ናይ ድሕሪ ሰዓት 8፡30-10፡30 ብአካል ብምምፃእ እቶም አቁሑት ብምርኣይ ዋጋ መልእኩም ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም አብዚ ጨረታ ዝኮነ ውልቀ ሰብ ይኩን ትካል ክሳተፍ ይክእል። እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 04/08/2016 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 7/ሽውዓተ/ ናይ ሰራሕ መዓልትታት ንተጫረቲ ክፍቲ ኮይኑ ይፀንሕ።

ስለዚ ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ዝኸውን ብር 2000 /ክልተ ሽሕ ብምትሓዝ ከምኡውን ናይ ሓደ ጎማ መሽጢ /መግዝኢ/ መበገሲ ዋጋ ብር1800 /ሓደ ሽሕን ሸሞንተ ሚኢትን/ ናይ ባትሪ መበገሲ ዋጋ 220 ምኳኑ ክንገልፅ ንፎቱ። እቲ መግዝኢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሽሞም ምስ አድራሾኦም ፈርሞኦምን አስፊሮም ዋጋ ከእትው ይግባእ። እቲ ጨረታ ዕለት 11/08/2016 ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ ሰዓት 11:00 ተጫረቲ ይረከቡ አይረከቡ ይክፈት።

ሳዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 2ተ (ክልተ) ማዓልቲታት ናይቶም ዝዓደግዎ አቁሑት ሙሉእ ዋጋ ከፊሉ ከልዕል ይግባእ። ሰዓራይ አብቲ ዝተገለፀ መዓልቲታት ሙሉእ ክፍሊት ከፊሉ ኩሎም አቁሑት እንተዘይ ኣልዒለ እቲ ዘትሐዞ ናይ ጨረታ መክበሪ ናብ ድርጅት ሙሉእ አታዊ ኮይኑ እቲ ቤት ፅፈት ናይ ባዕሉ አማራፂ ዝወስድ ይኸውን። እቲ ቤት ፅ/ፈት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ አይግደድን።

አድራሻ፤ ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ፊት ንፊት ቀይሕ መስቀል ወይ አንበሳ ባንክ ጨንፈር ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ብምምፃእ ካብ07/08/2016 —11/08/2016 ናይ መግዚኢ ዋጋ አብ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው እትክእሉ ምኳንኩም ብክብሪ ንዕድም።

Tell: 0934826049/0975452043

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s