ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ
- Â ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
- Â ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም
- Â ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም
- ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
- ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 19 መጋቢት 2008 ዓም Â ጀሚሩ ክሳብ 4 ሚያዝያ 2008 ዓምÂ ምዉሳድ ይከኣልÂ
- Â ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 3000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማÂ Â ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
- Â እቲ ጨረታ 4 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00Â ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕልትÂ ሰዓት 4፡30Â ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸÂ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት
- Â Â እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ