ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 03:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1. ናይ ዘመኑ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ቲን ቁፅሪ /TI NO/ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ ናይ 2016 ዓ/ም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሻት ዲክለሬሽን ዘቅርብ።

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ፣ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 24/07/2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 04/08/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምውሳድ ይክኣል።

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ 3,000 ብር CPO ሒዞም ክቐርቡ ኣለዎም።

4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/08/2016 ዓ/ም ስዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት።

5. አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርደር ምሰ ወሰደ ካብ ዝሰዓሮ 10% cpo ኣትሕዙ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

6. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማህተምን ክዓርፈሉ ኣለዋ።

7. ኣብ ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን ።

8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነኒ በይኑ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል።

9. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13 ።

11. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።

12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0951166765/0914704663 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ