ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳረሒ አቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ፦
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ናይ 2016 ዓ/ም ምልክታ ፕሮፎርማ

➢ ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳረሒ አቅሑት ክገዝእ

ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ፦

1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

3. ናይግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪቲንዝተመዝገብኩም

እንክተሎም መምርሒ

➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።

➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 19--23/07/2016ዓ/ም እናመፃእኩም

ምሃብ ትክእሉ ።

➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚት

ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት።

➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ ን ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።

➢ ዝሳዓረ ተወዳዳራይ ንከቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲ ከቅርብ አለዎ ።

➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርብ ኣለዎም ።

➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።

➢ ተጫረቲ ዋጋ ዝመልኡ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝርዝር መግለፂን መለክዕን በዝሕን ክከዉን ኣለዎ።

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ፕሮፎርማ /ከም ዉዕሊ የገልግል

ተ/ቁዝርዝር ዓይነትዝርዝር መጣለፂመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኦሞ200 ግቁፅሪ500
2አየር ፍሬሽሎሚንቁፅሪ100
3ፎጣ መወልወሊማእከላይቁፅሪ250
4ኮቦርታ መወልወሊ ቁርፅራፅ50*50ቁፅሪ100
5ፍኒትሮች ከሊነርቁፅሪ30
6ሳሙና ናይ ክዳን250 ግቁፅሪ200
7ሶፍት1ይ ደረጃቁፅሪ300
8ናይ ሽንቲቤት አሲድ /ማጂክ/ማጅክቁፅሪ50
9ስኮፓ መድረቂዋይተርቁፅሪ20
መመለስ
የጨረታ ምድብ