መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁዕ ሓገዝ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናት ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ (ዕፉን) 1ይ ደረጃ ንምግቢ ናይ እንጀራ ዕሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ ዕድጊት እክልን ጥረምረን

መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁዕ ሓገዝ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናት ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ (ዕፉን) 1ይ ደረጃ ንምግቢ ናይ እንጀራ ዕሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ እንዳዓደምና ዋጋ እቲ እኽልን ዘይቲን ኣብዚ ቅጥዒ መሊኢኹም ክተቕርቡ ነተሓሳሰብ።

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ማሽላ ባሕሪኩንታል2380
2ዓተር ክክዕኩንታል238
3ዘይቲ ሓፊስ በዓል 20 ሊትሮጀሪካን400

በዝሒ /መጠን ከም በጀቱ ኣድላነቱ ክውስኸ ኸቅንስ ይክእል እየ።

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2. መለለይ ቀዕሪ ክፍሊክ ግብሪ /in/ ሰርትፍኬት ዘለዎ

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ - ማሕተም ፊርማን ስልኪ ቑፅረን ብምግባር ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ናብ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ጅብሩክ ዘሎ ህንፃ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና የቕርቡ።

4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 19/07/2016 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓዕዩ ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት።

5. ተጫረትቲ ንመኸበሪ ጨረታ ብር 50,000.00 ብሲፒኦ መልክዕ ብሽም እቲ ኮሚቴ የትሕዙ

6. እዚ ኮሚቴ ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።

ብተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ጅብሩክ /ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ናብ መንበረ ሰላማ _ ኮሚቴ ህፁፅ ሓገዝ ቢሮ ቐሪብኻ ምሕታት ይከኣል ፣ወይ በዚ ስልኪ ቑዕሪ 091473154110924295752፣0914753503 ምድዋል ይኻኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s