ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብ ረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብ ረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ተጫረቲ ዘማልእዎ ዝግበኣኩም ረቃሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ) -

3.ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

4. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት19/07/2016ዓ/ም 24/07/2016 ዓ/ም ይከውን

5. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

6. ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት ላይ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት24/07/2016ዓ/ም ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን:

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ