ን3ይ ግዘ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ መስራቤት ባዕሉ ንተሃነፅቲ እናመግበ እንተሎ ዝተገዝኡ ጣፍን ሽሮን ዘይትን ኣብ መኻዚኖ ዝርከብ ተረፍ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መልክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጥ/ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||
1 | ጣፍ ሰርገን | ኩንታ | 50 | ||||
2 | ሽሮ ዝተዋሓነ | ኩንታል | 10 | ||||
3 | ዘይቲ ብጀረካን | ጀሪካን | 20 |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ ብናይ ንግዲ ስራሕ ፍቓድን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ቲንን
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእል ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ
ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ
3/ ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ካብ ዕለት 18/07/2016ዓ/ም ክሳብ 23/07/2016ዓ/ም ብኣካል ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብምምፃእ ንቲ ንብረት ብኣካል ሪኦም ክወዳደሩ ይግባእ እቲ ጨረታ ዕለት23/7/2016ዓ/ም ሳዓት 3.00 ተዓፅዩ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት
4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ እቲ ንብረት ከልዕል ኣለዎ ኣብቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዘየልዓለ እቲ መስራቤት መማረፂ ክወስድ ይኽእል እዩ ብተወሳኺ ናይ ጣፍ መትሓዚ ናይ ባዕሉ ጨረት ከቕርብ ኣለዎ
5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
6/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 /0914120805 ምሕታት ይከኣል
መመለስ