ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ
ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል፡፡
5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና : መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት12/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 17/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት17/07/2016ዓ/ም ሰዓት4.30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::
8. ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ
ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
15. አቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::
16. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂእካ ምውሳድ ይከኣል::
17. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - 03 44-41 65 70/0945825857/0914748486 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግልፂ | በዝሒ | መዕቀኒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | እስክርቢቶ ብሳምፕል | ኣርጅናል 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 1000 | |||
2 | እስክርቢቶ ፀሊም ብሳምፕል | ኣርጅናል 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 250 | |||
3 | እስክርቢቶ ቀይሕ ብሳምፕል | ኣርጅናል 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 100 | |||
4 | ወረቀት 80 ግራም ባዓል 500 ሽት | Isosertifed 210x297mm | ብደሰጣ | 150 | |||
5 | ኮምፒተር ወረቀት ሮዛ | ሕብራዊ | ብደስ | 4 | |||
6 | ኮምፒተር ወረቀት ብጫ | ሕብራዊ | ብደስጣ | 4 | |||
7 | ኮምፒተር ወረቀት ሰመያዊ | ሕብራዊ | ብደስጣ | 4 | |||
8 | ባዓል መስመር ወረቀት | 1ይ ደረጃ | ብደስ | 4 | |||
9 | አቃፊ ባዓል ብረት ብሰምፕል | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 100 | |||
10 | ፕሪንተር ቀለም | 80A | ቑፅሪ | 20 | |||
11 | ፕሪንተር ቀለም | 05A(P2055D) | ቑፅሪ | 5 | |||
12 | ኤፕሰን ፕርንተርቀለም ናይ(4 ሕብራዊ ) | L220 | ቑፅሪ | 5 | |||
13 | ፍለሽ | 32G | ቑፅሪ | 20 | |||
14 | ዓብይ ፕላስተር | ኦርጀናል | ቑፅሪ | 5 | |||
15 | ፍለድ ምስ መበፅበፂኡ | ቑፅሪ | 20 | ||||
16 | እሁ | ቑፅሪ | 30 | ||||
17 | ፕሮቶኮል መዝገብ | ብዓል 200 ቆሰለ | ቑፅሪ | 5 | |||
18 | አስቴፕልስ ንእሽተ 24/6 | 10 ፓኬት ዝሕዝ | ጋዜት | 10 | |||
19 | እስቴፕልስ ዓብይ 66/14 | 10 ፓኬት ዝሕዝ | ፓኬት | 5 | |||
20 | ስቴፕለር ማእከላይ ካንጋሮ DC-E 335 | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 10 | |||
ድምር |
ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ከልል
ሸም
ፊርማ
መመለስ