ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑትን/ፈርኒቸራት/ ኤለክትሮኒክስን ማለት /ኮምፒተር; ላፕቶፕ ፎቶ ኮፒ ማሽን ;ፍሪጅ /ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ

ናይ ዝውገድ ንብረት ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑትን/ፈርኒቸራት/ ኤለክትሮኒክስን ማለት /ኮምፒተር; ላፕቶፕ ፎቶ ኮፒ ማሽን ;ፍሪጅ /ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ

;ባትሪ; አሉሙኔም; ቆረቆሮታት/ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1. ተጫረቲ ቅድሚ ወራር ዝተሓደሰ ናይ ነባራይነት መለለዪ ካርድ ማለት መታወቅያ ከቕርብ ዝኽእል

2. ዝኾነ ይኹን ንግዲ ፍቓድ ንዘለዎም ድማ ናይ ዘመኑ ግብሪ ብምኽፋል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፤ደኣንት ንዝኾኑ ድማ ዝተሓደሰ ናይ ደኣንት ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉ።

3. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ኬዝቲም ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 8 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 30 /ሳላሳ ብር/ ጥራሕ ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል።እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ወይ ብተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዓሸገ ኤንቬሎፕን ናይ ተጫረታይ ሽምን ፊርማን (ማህተም እንተልዩ ማሕተምን) ብምግባር ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታው ዝኽእል/ይከኣል/።

4. ናይ ጨረታ መኸበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እውን ብጥረ ገንዘብ/ብር 2000.00 ከትሕዙ ዝኽእሉ።

5. ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/07/2016ዓ/ም ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይኸዉን።

6. ጨረታ ዝኸፈተሉ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊያን ወኪላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕለት 22/07/2016ዓ/ም

ስዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይኸፈት።

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ

መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. ኣድራሻና ቀበሌ 03 ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስቲያን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ

/ህነፃ ኣግኣዚ ኦፐሬሽን/ እዩ።

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914763589/0963544261 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s