ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ፕሮፎርማ ቑፅሪ /6/2016 ዓ/ም
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብናይ CALM በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡ መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/
1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩም።
4. 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል፡፡
5. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ክሳብ 13/7/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡ ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
6. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 13/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።
7. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡
8. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።
9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 - መዓልቲታት ይኸዉን፡፡
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ፡፡
12. Websites www.tbpf.gov.et
ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
01 | አቃፊ በዓል ብረት | 1 ደረጃ አርጀናል | ብቁፅሪ | 500 | ||||
02 | ስክር ቢቶሰማያዊ | 1 ደረጃ አርጀናል | ብፓኬት | 20 | ||||
03 | ፕሪንተር ቀለም | 1ይ ደረጃ 3417 brother | ብቁፅሪ | 12 | ||||
04 | ኮምፒዊተር ወረቀት | 1 ደረጃ 80 ግራም | ብደስጣ | 120 | ||||
05 | ፊልድ ቦርሳ | CAT 1" ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 6 | ||||
06 | ፍለሽ ሚሞሪ | 32 GB | ብቁፅሪ | 10 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ሽም፡-
ፌርማ-
ዕለት፡-
ስልኪ ቑፅሪ
መመለስ