ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ንቤት ፅሕፈትና አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሐደሽቲ ንብረት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ቢሮ ኣቅሑትን (ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ወይእዉን ፈርኒቸር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ

2 ወርሓዊ ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ : ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ንነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ንዝጫረትዉ ንብረት ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብስፕኦ ኣብ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ዓዲግራት ደደቢት ህንፃ 4ይ ፎቅ እንትከዉን ጨረታ ካብ 2/7/2016 ዓም ክሳብ 20/7/2016 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ 20/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ንይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይብሉን

8 ከምእድማ ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ማህተም ክህልዎ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ እንተኮይኑ እቲ  ዝተመለአ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተመለአ ተገይሩ ይሕሰብ

10 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መገዓዝያ ወፃኢ ዝግጠም እዉን ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ መሊኡ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ዓዲግራት ክቅርብ ዝክእል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0919068567

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s