ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ መኪና እስፔር ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 2, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ

 2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ሞያ ብቅዓት ሰርተፈኬት ዘለኩም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ አነቨሎፕ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 2/7/2016 ዓም ክሳብ 4/7/2016 ዓም ናይ ምሸት ሰዓት 11:30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፈርማ ዕለት 5/7/2016 ዓም ናይ ንግሆ ሰዓት 3:30 ስለ ዝክፈት መፂእኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

5 ቫት ዊዝ ሆልዲንግ 2 ሚእታዊ ቫትን 15 ሚእታዊ ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምክኑ ከፍልጥ ይግባእ

6 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣግባብ አከፋፍላ ብዝተሰርሐ ቁፅሪ ይከዉን

8 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

9 እቲ ዝርዝር ኣቅሓ መፂእኩም ምዉሳድ ይከኣል

ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕደጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርሰቲያን 0342415092

መመለስ
የጨረታ ምድብ