ቢሮ ጥዕና ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሕትመት ከዓሸግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረበቲ ትካላት ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 30, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:20000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2016 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳአታ ከምእዉን

3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

4 ምስክር ወረቀትተወሰክቲ እሴት ታክስ ክተቅርቡ እትክእሉን ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ሒሳብ ዘፍለጥክመሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መክበሪ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ / ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ካብ 30 የካቲት 2016 ዓም ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፅንሕ እንትከዉን ዕለት 10 መጋቢት 2016 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ረቆሒ መሰረት መወዳደሪ ከቅርብ አለዎ

9 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ትግራይ አታዊ ይገብር

10 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ስራሕ ይክፈት

11 ሰዓራት ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር ረቆሒ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ክቅርብ እለዎ

12 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ብተወሳኪ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተገዛኢ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715  

መመለስ
የጨረታ ምድብ