ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርት ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ኣቐሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፋቃድ ክቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክል

3 ግብሪ ከፋለይነት መፍለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ተመዘጋቢ ዝኮነ

5 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

6 መክበሪ ጨረታ ኣብ ዋጋ ዝሕሰብ ብር 10000 / ዓሰርተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

7 ትሕጃ ገንዘብ ኣብ ፖስታ ዓሺግካ ምላክ ኣይከኣልን

8 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ንዝይሸዓሩ ሽዑ ንሽዑ ገንዘቦም ክምለስ ይግብር

ተቁ

ዝርዝር ንብረት

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

መሸን ፎቶ ኮፒን ካኖን 24

ቁፅሪ

1

2

ስፒከር ዓብይ ዋየር ለሰ ምስ ኣክሰሰሪኡ

ቁፅሪ

1

3

ፕሮጀከተር ( ኤልሲዲ ) ሶኒይ

ቁፅሪ

1

4

ላፕቶፕ ቶሺቫ ኮር ኣይ ሰቨን

ቁፅሪ

2

9 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፋይናንስ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

10 ምልክታ ጨረታ ኣብ መለጠፊ ሰሌዳ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዝተለጠፈሉ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓሙሽተ ተካታተልቲ መዓልቲታት ጥራሕ ኢዩ ማለት ካብ ዕለት 28/2/2016 ዓም ክሳብ 2/7/2016 ዓም ይከዉን

11 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ መሊኦም ዘእተዉዎ ካብ ዕለት 3/7/2016 ዓም ክሳብ 5/7/206 ዓም ቅድሚ ቀትሪ

13 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 5/7/2016 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

14 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ኣይግደድን

ጊዘያዉ ኣደራሻ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ዓይደር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s