ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሪ ፎርማ ማለት አዉን ናይ ዋጋ መቅረቢ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 10/7/2016 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከቅርቡ አለዎም

2 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይቲ ስክራፕ ኩነታት ኣብ ሰዓት ስራሕ ካብ 30 /6 /2016 ዓም ክሳብ 9/7/2016 ዓም ስክራፕ ንብረት ኣብ ዝረከበሉ ፋብሪካ ስሚንቶ ዉልቀ ማሕበር ሓፁር መሸጢ መፀኦም ክሪኡ ይክእሉ እዩም

3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 105 ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ አለዎም

5 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ዉሕስና ጨረታ 2 ሚእታዊ ናይቲ ዘትሓዝዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ጥራሕ ከቅረቡ ኦለዎም

6 ብተወሳኪ ሰዓራይነቱ ምስተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ናይ ሰራሕ ዉሕስና የትሕዝ

7 ንጨረታ ዘትሓዞ 2 ሚእታዊ ይልቀቅ እቲ ጨረታ 10 መጋቢት 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ 10 መጋቢት 2016 ዓም ሰዓት 4:15 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ጨረታ ዘሸነፈ ሰዓራይ ምስኣፍለጥና ዋጋ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ገንዘብ አታዊ ይገብር

10 ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ እንተነዉሕ ኣብ 20 መዓልቲ ሙሉእ ብመሉእ ብጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል አለዎ ኣብቲ ዝተጠቀሰሉ መዓልቲ ከልዕል እንተዘይኪኢሉ ናይ ስክራፕ ዉሕስና ናብ ትካልና ሒሳብ አታዊ ከምዝከዉን ክንገልፅ ንፈቱ

11 ብቱወሳኪ ድማ ናይቲ ንጨረታ ዝዉፀ ንብረት መጠን ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344409272

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s