ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ /ዝ/ ው/ ማ ን 2016 ዓ.ም ናይ ስራሕ ዓመት ዘድሊ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደነቢ ክዳውንቲ (ዩኒፎርም) ከቕርቡ ዝኽእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ /ዝ/ ው/ ማ ን 2016 ዓ.ም ናይ ስራሕ ዓመት ዘድሊ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደነቢ ክዳውንቲ (ዩኒፎርም) ከቕርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 200 (ክልተ ሚኢቲ) ዘይምለስ ብምኽፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 25/06/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ተወዳደርቲ እቲ ትካል ብዝደልዮ ናይ ጨርቂ ዓይነትን ኣሰፋፍያን መሰረት ንክትሳተፉ ይዕድም ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትዓይነት ጨርቂሒብሪ ጨርቂዓይነት ሰፌትን ናይ ትካል /ኤርማንመዐቀኒበዝሒ
1ናይ ዋርድያ ሙሉእ ክዳን ጁባን ስረንቴትሮንውሃ ሰማያዊትካል ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረትዕምዲ40
2ጃኬት ምስ ስረ ቴትሮን ዝዓይነቱቴትሮንውሃ ሰማያዊትካል ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረትዕምዲ41
3ቆቢዕ ካብ ቴትሮን ጨርቂ ዝስራሕቴትሮንውሃ ሰማያዊትካል ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረትንፅል21
4ጃኬት ቴትሮንቴትሮንውሃ ሰማያዊትካል ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረትብንፅል24
5ጋወንቴትሮንውሃ ሰማያዊትካል ብዘቅርቦ ሳምፕልብንፅል9
6ጃኬት ምስ ስረ ካኪ ዝዓይነቱካኪብሉ ብላክትካል ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረትፅምዲ28

ናይ ጨረታ ረቋሒ

1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰረቲፊኬት(TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉ።

2. ተወዳደርቲ ናይ ዘቕርብዎ ዓይነት ጨርቂ ሳምፕል (ናሙና) ምስቲ ጨረታ ጠቒሶም ከቅርቡ ኣለዎም::

3. እቲ ዝተጠቐሰ ዓይነት ጨረታታት አብ 30 (ሰላሳ) መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል።

4. ተጫረትቲ ንጨረታ መኸበሪ (bid bond guarantee) ናይ ጠቅላላ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ (ሲ.ፒ.ኦ )ከትሕዙ ኣለዎም::

5. ሰዓረይ ተጫራቲ ውዕል እንትአስር ናይ ኣፈፃፅማ ውሕስና (Performance guatantee) ጠቅላላ ናይ ዝስዓሮ 10% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ (ሲ.ፒ.ኦ ) ከትሕዝ ዝክእል።

6. ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 200 (ክልተ ሚኢተ) ዘይምለስ ብምኽፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጎሆ 2:00 ሰዓት ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 1:ooኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 25/06/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትኽእሉ ::

7. ተጫረትቲ ዝወዳደሩሉ ዋጋ ዓይነት ጨርቂ ሳምፕል (ናሙና)ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 25/06/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/07/2016 ንነሆ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ትኽእሉ::

8. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/07/2016 ልክእ ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ፋብሪካና ኣብ ዝርከብ ናይ ዕደጋ ቢሮ ይኽፈት᎓᎓

9. ትካልና እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብ ምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ስቑ 0914729076 ወይ 0914727902 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s