ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ንኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf


1 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን አብ ዉሸጢ ሰለስተ ወርሒ ናይ ተወሳኪ አሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ እዉን ከቅርብ ዝክእል

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎ ዋናን ቅዳሕን ድማ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 100 ብምክፋል ኣብ ሽተ እነዳስላሴ ካብ እንዳኣይተ ጃመቦ ገብረ ህንፃ 02 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ዝተካረዩ ክፍሊ ቁፅሪ 3 ካብ 20/6/2016 ዓም ክሳብ 6/7/2016 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቅድሚ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ / ብጥረ ገነዘብ ወይ እዉን ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 ሳንዱቅ ጨረታ 6/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት በዘይ ምርካብም ስረዓት ምክፋት ጨረታ ኣይተአጎጎልን

6 ተጫራታይ ሰዓራየ ኮይኑ ምስተረከበ ካብዝሰዓሮ መጠን ንብረት 10 ሚአታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ እዉን ብስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ አሲሩ ንብረት አብ ዉሽጢ ዓሰርተ ሓሙሽተ /15/ ተከታተልቲ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መራገፍን ኣብ ሽረ እንዳስላሴ እነዳ ኣይተ ጃምቦ ገብረ ህንፃ ቀበሌ 02 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ክፍሊ ቁፅሪ 03 ብባዕል ሞያ አፈቲሾም የረክቡ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ነብሰ ወከፍ ዓይነት ንብረት 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ እዉን ናይ ምንካይ መሰል ከምዝለዎ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

8 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914190333 / 0914770193

መመለስ
የጨረታ ምድብ