ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘርኢ ኣሕምልቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 19, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፈቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ዝሓዝኩም

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም አቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 01 መዓልቲ ዝድለ ንብረት ክተረክቡ ትክእሉ

5 ነጋዶ ናይ መወዳዳሪ ደኩሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንፈሎም /ፖስታ / ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረይ ምምሕዳርን ካብ ዕለት 19/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 21/6/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ፕሮፈርማ ዕለት 22/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተኣሺጉ ኣብቲ ዕለት 4:30 ይክፈት ስለዚ ኣብቲ ዝተገለፀ ማይፀዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ስለዝክፈት መፂእኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

7 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ መወዳደሪ ደኬሜንት ከምዉዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክፈልጥዎ ይግባእ

8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ  ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770388  /  091478 56 49 ደዊልካ ክሓቱ ይክእሉ 

መመለስ
የጨረታ ምድብ