ትካልና ሪም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዮን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ፋይናንስ ፣ ንብረት ፣ ዕደጋን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን መንዋላት ምስ ናይ ትካልና ራእይን ተልእኾን ዝጠዓዐምን ናይ ሃገርን ክልልን ናይ መንግስትን ውልቀ ትካላትን ናይ ስራሕ መምርሕታትን ኣዋጃትን ዝተጠዓዓመ ናይ መስርሕ ማንዋል ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኣማኸርቲ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ሪም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዮን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ፋይናንስ ፣ ንብረት ፣ ዕደጋን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን መንዋላት ምስ ናይ ትካልና ራእይን ተልእኾን ዝጠዓዐምን ናይ ሃገርን ክልልን ናይ መንግስትን ውልቀ ትካላትን ናይ ስራሕ መምርሕታትን ኣዋጃትን ዝተጠዓዓመ ናይ መስርሕ ማንዋል ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኣማኸርቲ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ

1. ብናይ መምርሕታትን ማናዋላትን ናይ ኣማኻርነት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ ቲን ናምበር ፣ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነትን ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾንኩምሉ ሰርትፊኬት ዘለኩምን ተቅርቡን፡፡

3. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/06/2016 ዓ.ም ሰዓት 4፡00፡፡

4. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/06/2016 ዓ.ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት ሰዓት 4፡30 ዝኸፈት ኾይኑ ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም ተረኽቡ ኣይተረኸቡ እቲ ጨረታ ይኽፈት፡፡

እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከባቢ ኣብርሃ ካስትል ሊያ ህንፃ 6ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 117 እናመፃኹም በተን ዝተጠቀሳ ረቛሕታት መሰረት ኣማሊእኹም ትሰርሕሉ ጠቅላላ ዋጋ ብዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምግባር ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 2000.00/ክልተ ሽሕ ብሲፒኦ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ንክታቅርቡ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙልእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣፣

ሪም ቢስነስ ኣክስዮን ማሕበር

ኣድራሻ ከተማ መቐለ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ቀደም ሞርኒግ ካፌ ህንፃ/ ሊያ ህንፃ 6ይ ደብሪ ቢ/ቑፅሪ 117

ስ.ቁ: 0910-324428/0952-002121/0952-052121/0914-233047

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s