ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን በቲ ዘፍር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ነጋዶይ መፍለይ ቁፅሪ ማለት አዉን ቲን ናምበር ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምዎ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 8/6/2016 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ 21/6/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ዝርከበሉ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ 3 ናይ እንዳ ጃምቦ ገብር ረዳ ቀዳማይ ደብሪ ክፍሊ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 13000/ ዓሰርት ሰሐስተ ሽሕ ቅርሺ / : ንፅሕፈት መሳርሒ 13000/ ዓሰርት ሰሐስተ ሽሕ ቅርሺ / መክብሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ይግባእ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ዝረከበሉ ከተማ ሽረ እንዳስላሴቀበሌ 3 ናይ እንዳ ጃምቦ ገብር ረዳ ቀዳማይ ደብሪ ክፍሊ ኮይኑ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ሳንዱቅ ጨረታ 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓሺጉ ኣብ ተመሰሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ኣብ ሽተ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እዚ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንትሃሊዎ ግና ፊርማ ባዓል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

9 እቲ ዝምላእዋጋ ምስ ቫቱ ክምላእ አለዎ ብዛዕባ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ ተኮይኑ ግና እቲ ዝተመለአ ዋጋ ምስ ቫቱ ከምዝተመለአ ተሓሳቢ ይግባር

10 ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ፊርማን ማህተም ናይቲ ትካልን ክግበረሉ ይግባእ

11 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914115255 /0912902290

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s