ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማኑዋል ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 10:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/

 ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

MSG manual

· A4 size

· 134 pages

· Black & White

· Both side print

· Binding with transparent & hard cover

pcs

40

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ  ዕለት 6/6/2016 ዓም ዕለት 8/6/2016 ዓም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ

8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715

መመለስ
የጨረታ ምድብ