ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: ሽራሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • መሬትን ሊዝን/
  • Print
  • Pdf
  • ብፉሉይ ጨረታ በዝሒ 12 ቦታታት ኮይኖም
  • ንሆቴል  ንጥሕኖ ንጥዕና ጣቢያ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ብስሩዑ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 78 ቦታታት ንመንብሪ አገልግሎት ዝዉዕሉ 110 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 200 በዝሒ ቦታት እዚ ጨረታ ብሚዲያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንፍሉይ ጨረታ ካብ 30/5/2016 ዓም  ንስሩዕ ጨረታድማ ካብ 3/5/2016 ዓም ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ  ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ከዳስተርን ከይዲ ስራሕ  አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ንዕድም
መመለስ
የጨረታ ምድብ