ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ቦታ:
ሽራሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
መሬትን ሊዝን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ብፉሉይ ጨረታ በዝሒ 12 ቦታታት ኮይኖም
ንሆቴል ንጥሕኖ ንጥዕና ጣቢያ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ብስሩዑ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 78 ቦታታት ንመንብሪ አገልግሎት ዝዉዕሉ 110 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 200 በዝሒ ቦታት እዚ ጨረታ ብሚዲያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንፍሉይ ጨረታ ካብ 30/5/2016 ዓም ንስሩዕ ጨረታድማ ካብ 3/5/2016 ዓም ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ከዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ንዕድም
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s