ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ማሽላ ባሕሪ / ዕፉን | ኩ/ል | 1350 | ||
2 | ክክዕ | ኩ/ል | 135 | ||
3 | ዘይቲ / ሐፋስ በዓል 20 ሊትሮ ጀሪካን | ቁፅሪ /ጀሪካን | 202.5 |
በዝሒ /መጠን ከም በጀቱ/ ኣድላይነቱ ክዉስክ / ከቅንስ ይክእለ እዩ
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ / ሰርተፈኬት ዘለዎ
3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተም ፊርማን ስልኪ ቁፅሪን ክህልዎ ይግባእ
4 ዝተመልአን ዝተዓሸገ ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ መቐለ ከተቅርቡ ይግባእ
5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 22 ክሳብ 27 /5/2016 ዓም ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐተሪ ተዓፀዩ 27/5/2016 ዓም ሰዓተ 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
ብንተወሳኪ ሐበሬታ 0924295752 / 0914731541 /0930371420
ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
መመለስ