ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዓቃቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 09:01 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፓስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ዝወፀሉ ዕለት 22/05/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/5/2016 ዓም 9:00 ሰዓት ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/5/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብር ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ አለዎም

4 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃሚን መቅረባይነትን ዝፍርሙሉ ዓምድ ይህልዎም

5 ሰዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፕስፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይግበር

6 ካብ እቲ ዘዳላናዩ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

7 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕርፎርማ ብከፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ክ/ወያነ ቤት ፅሐፈትና ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋ ን/ምምሕዳርን ካበቢ ጅብሩክ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባቢ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁ 14 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ