ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕላ ላፕ ቶፓት ( laptops) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ኮምፒተርን ተዛመድቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓም ዲክለራሲዩን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቅረባይነት 2016 ዓም

5 ጨረታ መከበሪ ሰነድ ብስፒኦ ብር 5000 ከቅርብ ዝክእል

6 ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ስርድ ድልዝ ኣይፍቀድን

7 እዚ ጨረታ ስዒርካ ተብሃሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዘየመትእ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝድለ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ክገብር ዝክእል

8 እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምካኑን ዘይምካኑን ብንፁር ክቅመጥ አለዎ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተሓሲቡ ይግበር

9 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተም እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ

10 ትካልና 20 ሚእታዊ ናይቲ ንብረት ምንካይን ምዉሳክን ይክእል

11 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ / ጥቃ ቤተ መንግስቲ / ቢሮ ቁፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣበ ሰራሕ ሰዓት ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

12 ማልት እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እዚ ጨረታ ዕለት 1/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00  ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ትይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s