ምልክታ ፕሮፎርማ 04/2016
ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 22/05/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
01 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | RTR 180CC/ORGINA | ሴት | 02 | |||||
2 | ፍራቻ/ ሴት/ | RTR 180CC/ORGINA | ሴት | 01 | |||||
3 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | RTR 180CC/ORGINA | ሴት | 01 | |||||
4 | ኦመረዛተር ጎማን/ፖራልዮተ RTR | 180CC/ORGINA | ሴት | 01 | |||||
5 | ናይ ድሕሪት ታርጋ መብራህቲ ምስ ሓቛፊ | HIR 180CC/ORGINA | ቁፅሪ | 01 | |||||
6 | መጋዝ እና ካቴና /ሴት/ | HIR 180CC/ORGINA | ቁፅሪ | 01 | |||||
7 | ሌዘር ናይ ወንበር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
8 | ፍሬን ኬብል | RTR /ORGINAL | ቁፅሪ | 02 | |||||
9 | ፍረስዮን ኬብል | RTR /ORGINAL | ቁፅሪ | 02 | |||||
10 | ካቴና | RTR /ORGINAL | ቁፅሪ | 01 | |||||
11 | ካንዴላ | RTR /ORGINAL | ቁፅሪ | 02 | |||||
12 | ዘይቲ 20/50 | 20/50 | ሊትር | 01 | |||||
13 | ቅድሚት ቸርክዮ | RTR /ORGINAL | ቁፅሪ | 01 | |||||
ድምር |
ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት
✓ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ
✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ ቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡
✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡
✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡
✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን
✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ 7' ተከታታሊ ማዓልቲ ይኸዉን
✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/05/2016ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/05/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ
✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/05/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ይግባእ፡፡ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም
✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልከ ቁፅሪ 6 4 34 99 5 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡
መመለስ