ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 15, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ 3ይ ግዜ ዝወፀ

ተ.ቑናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specification/part numberመዐቀ/Unitበዝሒ/ Qantlityናይ ሓደ ዋጋM/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ናይ ሃይሉኩስ መኪና ኪሎሜትር መቁፃፀሪ 1ይ ደረጃ(Original)ሰፒዶሜትር አሰይ 83220-35560ቑፅሪ1

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን፡፡

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት4/5/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/5/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/5/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 17/5/2016 ዓ/ምሰዓት 4፡00 ይኸውን።

ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ