ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ 3ይ ግዜ ዝወፀ
ተ.ቑ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Description | መፍለይ ቑፅሪ Specification/part number | መዐቀ/Unit | በዝሒ/ Qantlity | ናይ ሓደ ዋጋ | M/ዋጋ | መብርሂ | ||
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ሃይሉኩስ መኪና ኪሎሜትር መቁፃፀሪ 1ይ ደረጃ(Original) | ሰፒዶሜትር አሰይ 83220-35560 | ቑፅሪ | 1 |
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን፡፡
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።
4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት4/5/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/5/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/5/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 17/5/2016 ዓ/ምሰዓት 4፡00 ይኸውን።
ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡
መመለስ