ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ ን2016 በጀት ዓመት ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ፅርየቱ ዝሓለወ ቆርቆሮ፡ባህርዛፍ፡ሚስማርን ቦንዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 8, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:210.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 05:00 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ስለዝኾነ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኸትሳተፉ ይዕድም፡፡ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር 210.00 (ክልተ ሚኢትን ዓሰርትን ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ ዓዲ-ሓውሲ ጎኒ እናት ባንኪ ዝርከብ ቢሮ እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 08/05/2016 -18/05/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ከተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገልፅ። እዚ ጨረታ ጥሪ 18/05/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት። ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

‹‹ምስ ሰላምታ››

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

0914593549

መመለስ
የጨረታ ምድብ