ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 8, 2016 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 03:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf


1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1National comprehensive PMTCT/MNCH integrated refresher tranng manwalplastic cover and Hard cover binding with ring print on both side black and white -263 pagesPcs36

እንክተሎም መምርሒ፦

1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 6/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

3 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

4.ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 5.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

መመለስ
የጨረታ ምድብ