ናይ ዝሽወጥ ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ
ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ስርናይን ክክፅን ብግልፂ ጨረታ ንክንሽጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ተ/ቁ | ዝርዝር ንብረት | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | ስርናይ | ካናዳ | ኩ/ል | 21 | ||
2 | ክክዕ | ናይ ረዲኤት | ኩ/ል | 7 |
መተሓሳሰቢያ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልስ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 3/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 6/05/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 6/05/2016ዓ.ም ድማ 900ይኽፈት
2. ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ- ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።
3. ናይትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 3000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል
4. ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ
5. ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።
6. ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር፡፡
7. ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል
8. ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅ'ት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡
መመለስ