ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡

➢ ናይ 2015 ዓ/ም ናይ 2016ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ

➢ በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 29/04/16 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/05/16 ዓ/ም

➢ ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 01/05/6ዓ/ም ስዓት 8፡oo ተዓፅዩ ስዓት 8፡3ዐ ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

መመለስ
የጨረታ ምድብ