ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንሆቴል ኣብርሃ ካስትል ፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሰራሚክ ኣቅሑትን ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:15 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ከሳብ 3 ጥሪ 2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝረከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሐ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ 3 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ማለተ እዉን 3 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ምኮኑ ክንገልፅ ንፈቱ

መመለስ
የጨረታ ምድብ