ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክተቅርቡ ንዕድም

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዞ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ መክበሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000 ሰለስተ ሽሕ ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልታተ የረክቡ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/4/2016 ዓም ክሳብ 24/4/2016 ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ሰዓት 4:30 ይከፈት

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ጎማ ምስ ካላማደርያ / Tyer & Inner Tube

7.50 * 16

pcs

25

Grand Total

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስሐቁ 0344418556 ወይም 0914 786075

መመለስ
የጨረታ ምድብ