ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ገርዓልታ ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ብዙይ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቁሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

1. ናይ ዘመኑዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል ።

2. ግብሪ ከፋለይ መለለይ ቑፅሪ (TIN) ከቅርብ ዝኽእል ።

3. ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ዝተመዝገበ ከቅርብ ዝኽእል ።

4. ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ብምቅራብ ዘይምለስ 200.00 ብር እናኸፈሉ ካብ ዕለት 5/04/2016 ዓ/ም ክሳብ 12/4/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ ሰዓት 11:30 ምግዛእ ይከኣል ።

5. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ፣ብበንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ፣ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ /ብCPO/ ከቅርብ ይክእሉ ። 

6. ጨረታ ዕለት 12/4/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት 12/4/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት ።

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937022869/0962635210

ል.ብ ብተወሳኪ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን መፂእካ ምውሳድ ይከኣል እዩ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ገርዓልታ

መመለስ
የጨረታ ምድብ