ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf

ዘማልእዎ ረቃሒታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2. VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

3. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ Cpo ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል:: 

4. ሰነድ እናመፃኩም ውሰዱ::

5.ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

6. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት04/04/2016ዓ/ም -12/04/2016ዓ/ም ይከውን።

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/04/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 12//04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን::

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ