ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝዉዕል ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ከፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋሕስና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል ናይቲ ዘቅረቦ ንብረት እንተነኣሰ ናይ 6 ወርሒ ዉሕስና ከህብ ዝክእል

4 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ካብ ማሕበርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 100/ሐደ ሚኢቲብር / ብክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ::

5 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

6ናይ ዉዕሊ መከበሪ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብሽም ማሕብርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/03 /2016 ዓ/ም ክሳብ 26/03/2016 ዓ/ም ጨረታ ምዕዳግ ዝከኣል እንትከዉን እዚ ጨረታ ዕለት 26/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምም/ ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 ይኽፈት::

8 ቤት ፅሕፈትና ከም ኣድላይነቱ ካብ ነብሰ ወከፍ ነፀላ ኣቀሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ምዉሳክ መሰል አለዎ

9 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ብፅሑፍ ወይ ብኣካል ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 5 መዓልቲ ክረክብ ዝክእል ሕድሕድ ንብረት ኦርጅናል ምካኑ ብበዓል ሞያ ተረጋገፂፁ ኣታዊ ይከዉን ኣብዚ ዝተቀመጠ መዓልቲታት ከረክብ እንዘተይኪኢሉ ዘትሓዞ ዉዕሊ መከበሪ ስፒኦ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ይግበር

10 ካብዚ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ወፃኢ ዝቀረበን ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ተቀባልነት ስለዘይብሉ አብዚ ዝተዉሃበኩም ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጥራሕ ይምለእ

11 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ሞባይል 0914700869/ 0914765389

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s